Wedi Abay Tigray (ዘፍፅ)
banner
wediabayt.bsky.social
Wedi Abay Tigray (ዘፍፅ)
@wediabayt.bsky.social
43 followers 54 following 59 posts
#Tigray demand #Justice. #Justice for #Tigray
Posts Media Videos Starter Packs
Pinned
#ኩልና ንትግራይና ዝጠቅም:
- ንሕሰብ
- ንስራሕ
ትግራይ ብደቃ ትበርቅ ደሚቓ!!
ክብርን መጎስን #ንጀጋኑና 🙏💛❤🙏
Reposted by Wedi Abay Tigray (ዘፍፅ)
The agony of #Tigrayans forcibly removed from #WesternTigray continues. Ethnic cleansing& genocidal acts are not history they’re ongoing under @AbiyAhmedAli’s regime. Global action is urgently needed.
@ungeneva.bsky.social @mikehammerusa.bsky.social @bobbypotus.bsky.social #UpholdPretoriaAgreement
ንጅግንነኣብዛ ጉዳይ ግን ግልፂ ክትኸውን ይግባእ።
👉ተጋዳሊት ኣይኮነትን civil እያ ኢልካ።ፅንሕ ኢልካ ድማ Photoshop 'ዩ ኢልካ ።'ሞ እታ original photo ዘይተቅርበልና?
👉ብዘየገድስ ተጋዳሊት ትኹን civil እታ ትሕመያ ዘለኻ ጉዳይ ንምንፃር ምስታ civil ዝበልካያ ሓፍትና ናብ ሚድያ ዘይትቀርብ? ብፍላይ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ #ትግራይ ነዚ ጉዳይ u should be serious.u 've to investigate further.
ደቂ ዓባይ #ትግራይ እንኳዕ ንበዓል ልደት ኣብፀሐኩም 🙏❤️💛
A picture with a lot expression ❤️💛
Only in Great #Tigray ❤️💛
It is too hard 💔 to celebrate Xmas in #Tigray bc:
- #Tigray is waiting 4 justice & accountability.
- #TegaruIDPs r still not returning back to their home & zy faced much suffer due to lack of food & medicine.
-Invaders r remain in western #Tigray.
#ReturnTegaruIDPs
@hrw.org @ec.europa.eu
ዓብይ ምኽሪ ካብ ዶር ምዑዝ ❤️💛
ንፋራታት መራሕቲ ፈተውቲ ወንበር
#ትግራይ ❤️💛
እነደ ዝንብ ጠልቅ ኣትበል፤ስንጠራህ ብቻ ኣቤት በል።
ትላንት መቼም፣የትም፣በምንም ብለህ ጦርነት ደግፈህ ....
የተቀደሰ ኣልነጃሺ መስጊድ እንዲፈርስ ድላ ኣቀብለህ...
በኣክሱም ንፁሃን ሲጨፈጨፉ ባላየህ ሁነህ...
ኣሁን ኣዛኝ በመምሰል ባንተ ኣንደበት ስለ ኣክሱም ሞስሊሞች መብት መናገር ለኛ ለተጋሩ ስላቅ ነው።ሞራልም ይጠይቃል።
#ትግራይ ችግር ለተጋሩ ተውለት።
ኩሉ ዝዛረብ ምስሊ :እዚ ስእሊ ኽርኢ ኸለኹ ልበይ ብፍስሃ ምሒር ይሕጎስ። #ትግራይ ❤️💛
ለባም ለባም ፀወታ ይትረፍ:ብዛዕባ እዚ ቅድስ ቦታ መስጊድ ኣልነጃሺ ብድሮን ክህረም ብሒም ዘይበለ ቤ/ም እስልምና ኢ/ያ ብዛዕባ ሙስሊም ተምህሮ ኣሓትና(ዝተገበረን ነገር መሕፈሪ ኳ ተኾነ) ተሓላቃይ ብምምሳል መብኣሲ ኣጀንዳ ዝህቡና ብምንታይ ሞራል!? ፀገምና ብባዕልና ንፍታሕ።
ናይ ብፁዕ ኣቦና ኣቡነ ሰላማ መልእኽቲ ክጠቓለል ከሎ:
👉 ንፀላኢ ክፍተት ብምፍጣር ዕድል ኣይንሃቦም።
👉 ፀገምና ባዕልና ኢህን ምሂን ኢልና ንፍታሕ።
👉 ትማሊ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዒ ክፍፀምና ኸሎ ቡጩቅ ዘይበሉ ሕጂ ሓለይቲ ብምምሳል ንዝህቡና መባኣሲ ኣጀንዳኦም ኣይንቀበል።ብዝኾነ በረከቶም የሕድረልና 🙏💛❤️
ሙውቅቲ ገዝኡ ዝናፈቐ ኣቦ #ትግራይ 💔
ፋራታት መራሕቲ ፈተውቲ ወንበር ፤እዚ ኣይግዶኦምን።
እዚ ንኡስ ህፃን ካብ መረበቱ ዝተመዛበለ፤ገዝኡ ናፊቑ ብሓሳብ ተዋሒጡ 💔
ኩሉ ዝዛረብ ምስሊ #ትግራይ ❤️💛
ካብ መረቡ ዝተመዛበለ ኣቦ #ትግራይ ብሑሱም ትፅቢት ከፊኡዎ ይርከብ 💔
ኣፍቲ ኩርኳሕ እናደቀሰት፤ናብ ሙውቅ ገዝኣ ክትምለስ ብተስፋ ትፅበ ዘላ ንእስቲ ሓፍተይ💔 #ትግራይ

ናብ ሙውቅ ገዝኣ ክትምለስ ብተስፋ ትፅበ ዘላ ኣዶ #ትግራይ 💔
እዘን ምሳኻ ዘለዎ ካብ መረበተን ዝተመዛበላ ኣደ #ትግራይ ፤ናብ መረበተን ክትምልሰን ድማ በተስፋ ዝፅበያኻ ዘለዋኮ ፤ዝተመዛበላሉ ምኽንያት ብዝነበረ ግጭት ዘይኮነስ ብዝተወለዐ ኰናት ስለዝነበረ 'ዩ።
ድልየት ኣብይ ጊዜ ብምንዋሕ ውዕሊ ፕሪቶርያ ንኸይፍፀም ምግበር' 'ዪ።ፋራታት መራሕተና ፈተውቲ ወንበር ድማ ዋና ፈፀምቲ ኣጀንዳ ድልየት ኣብይ ኾይኖም ይርከቡ።ሳክታት!!!
ጀጋኑና ልዕሊ ኹሉ ኢኹም 💛❤️
ሓደርኪ #ትግራይ
ንትመርሕዎ ሕዝቢ:
1-ልዕሊ ክልተ ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ኬንዳ ደርቢኹም
2-ብኣማኢት ኣሻሓት ህዝቢ አብ ሱዳን በቲንኩም
3-ሓዘን ናይ ወለድና ገና ብቅጥዑ ከይተደበሰ
4-ነዚ ሰላም ዘረጋገፁ ጀጓኑ ተጓደልትና ብጉቡእ ከየሐከምኩም
5-ብኣማኢት ኣሻሓት ብመንነተን ዝተደፈራ የሕዋትና ስነልቦነኣን ከይተሓከማ
ኣብ ክንዲ በሓባር ኮይንካ ናይዚ ረግረግ ፀገም መፍትሒ ምድናይ፤ነዚ ኹሉ ረስዒኹም ንምእንተ ወንበር ጥራሕ እትገብርዎ ጉያን ምብላዕን ኣዝዩ ዘገርም'ዩ...
Happy New year to all diaspora #Tegaru 💛❤️
#ትግራይ ❤️💛
More than 100,000 women in Tigray may have been raped by Ethiopian and Eritrean soldiers and their allies. “When they raped them, they told them that they came to destroy their wombs so that Tigrayan women will not give birth to Tigrayan children''.
www.nytimes.com/2024/12/05/m...
Ethiopia’s Agony: ‘I Have Never Seen This Kind of Cruelty in My Life’
A rare look inside a region still reckoning with the toll of war crimes, even as new conflicts roil the nation.
www.nytimes.com
Reposted by Wedi Abay Tigray (ዘፍፅ)
Diabetics at Risk as Tigray's Largest Hospital Halts Free Services

Diabetic patients at the largest hospital in #Tigray say they are at risk, as the Ayder Hospital in the capital Mekelle announces it is stopping free services for diabetic patients across the region.
www.youtube.com/watch?v=B1qB...
Diabetic Patients at Risk Due to Terminated Free Service in Ayder hospital, Mekelle, #Tigray.
YouTube video by Tigrai Tv
www.youtube.com