Gech
getishj.bsky.social
Gech
@getishj.bsky.social
Reposted by Gech
መፍትሒኡ ስርዓት ምዕራይ እዩ። ዝሓሹ መራሕቲ ክሕልውኻ ምስራሕ እዩ። ግልፅነትን ልዕልነት ሕግን ክርጋገፅ ምቅላስ እዩ። እትሓቶምን እተባርሮምን ኣመሓደርቲ እምበር፣ ባሪያ ኾይንካ እተምልኾም ገዛእቲ ከይህልዉኻ ምፅዓር እዩ።
gazetegna.com/archives/147
ሓርነታዊ ናብራ ኾነ ባርነት ሕርያ እዩ! – GazetegnaExpandToggle MenuPreviousContinueFacebookTwitterInstagramLinkedinExpand
gazetegna.com
November 21, 2024 at 1:48 PM
Reposted by Gech
ውዕሊ ፕሪቶሪያ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ዝሃቦ ዕድላት ሓደ፣ ብእንመን ይምራሕ ከም ዝነበረ፣ ንመን የምልኽ ከም ዝነበረ፣ ንመንግስቲ ልብኻ ወቲፍካ ምድጋፍን ምንጭብጫብን ዓሳው ምሕደራ ሸፊንካ ግዘ ክገዝእ ዝገብር ከም ዝኾነ ክርዳእ ምግባሩ እዩ። ዋላ ውርደት እንተኾነ፣ ንቕድሚት-ትምህርቲ እንተኾይንዎ፣ መንግስቲ ክሕተት፣ ክንቀፍ፣ ክጥርጠር፣ ትካል ውዕለታ ከም ዘይኮነን፣ እሽርሩ ምባል ከምዘየድሊ እንተተማሂሩ እውን ኣይኸፍእን።
November 15, 2024 at 9:13 AM