Kiros Berhane
kiros-berhane.bsky.social
Kiros Berhane
@kiros-berhane.bsky.social
I am an academician with strong passion for (and interest in) literature - this page focuses on my literary interests and social issues; views solely my own
ዓይኒ ሰም እንተይበለ ካብ ዘሰንብድን ዘባህርርን ሃተፍተፍ/ሕልሚ: ናበይ ኣቢልካ ይህደም? ኣእዳውካ በሊሑ ከም ሴፍ ተመሊሱ እንትወግኣካ መን የድሕን? እዙይ እዩ ናይ ዘበንና ዓብዪ ፈተነ!
#ትግርኛ #ግጥሚ #ስነፅሑፍ #poetry #Tigrigna
March 3, 2025 at 12:29 PM
እዋናዊት ግጥሚ: ጉልባብ ደፊሮም ንምቕላዕ ንዝህቅኑ... This poem (my favorite by Paul Laurence Dunbar) took a while to translate into Tigrigna - timely for my local/personal context and also globally for the world. #poetry #Tigrigna #ትግርኛ #ግጥሚ #ስነፅሑፍ
March 1, 2025 at 1:59 PM
"The Duel” - a classic poem by Emily Dickinson with a timely message translated to Tigrigna ዝፈትዋ ግጥሚ ናብ ትግርኛ ተተርጉማ:: መልእኽታ እውን (እንተ ኣዳሚፅናዮ) እዋናዊን ረዚንን እዩ:: #ትግርኛ #ግጥሚ #Tigrigna #poetry
February 24, 2025 at 11:57 PM
ፍሕሶታት ሰንኮፍ እንትኾኑ: ንጥሙር ይብትኑ: ደኺሞም ይበኑ:: ፍሕሶታት እንትሰጥሙ: እንቅዓ ይስከሙ: ንፍሉም የፈፅሙ:: ክዉን ዳኣ ንፍሓስ: ከይንከስ መልሓስ: ኣብ ምውግሑ ከይንጣዓስ:: ትዕዝብቲ ፍሕሶታት ዝወለዳ ግጥሚ #ግጥሚ #ትግርኛ #poetry #ስነፅሑፍ
February 23, 2025 at 11:35 AM
እንተ ሳዕሪ ብሕጊ ተፈጥሮ እናሓደረ ምብቋሉ ኣይተረፈን (ጊዘኡ ሓልዩ እናሓረረን እናተተክአን): እንተ ልብና ኣይግድን: እናሓደረ ክንዲ ምብቋል: እናሓደረ ይቕምስልን ይድስክልን... #ግጥሚ #ስነፅሑፍ #poetrylovers #Tigrigna
February 21, 2025 at 6:33 PM
February 19, 2025 at 12:02 AM
February 19, 2025 at 12:02 AM
እወ! ድሕሪ ክልተ ዓመት ምፅሓፍ እዛ ግጥሚ፤ ሎሚ'ውን ኣብ ቀራን! ተኣንገዳ/ዱ
#ትግርኛ #ግጥሚ #ስነፅሑፍ
February 18, 2025 at 7:28 PM
February 18, 2025 at 7:23 PM